SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(Caiaimage)

ነቶም ኣብ ማሕበረሰባት ትሑት ናይ ናብራ ህይወት ዘለዎም ሰባት ንምሕጋዝ ሚሊዮናት ኣውስትራሊያዊያን መዓልታዊ ናይ ወለንታ ስራሕ ይሰርሑ።

ስራሕ ወለንታ ካብ ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ እዩ ዝመጽእ፡ ናይ ማሕበረሰባት ትካላት ድማ ነቶም ካብ ብዙሕ ባህሊን ቋንቋን ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ሓንጎፋይ ኢሎም ይቕበልዎም።

ንኽብሪ’ቶም ብዘይ ዕረፍቲ ዝጽዕሩ ሓገዝቲ ክብሪ ንምሃብ ኣብ 20 ግንቦት ዓመታዊ ሃገራዊ ሰሙን ወለንተኛታት ይኽበር።

Published on
Thursday, May 16, 2019 - 16:07
File size
12.92 MB
Duration
7 min 3 sec