Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience
ጸሓፊ ካሕሳይ ኣብርሃ ኣማኑኤል፣ ንገድሊ ኢህኣፓ ትገልጽ ብብዙሓት ኣንበብቲ ተቐባልነትን ተፈላጥነትን ዝረኸበት ብዛዕባ መጽሓፍ ‘ፍቕሪ ዓሲምባ’ን ተጋድሎ ኢህኣፓን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ዝገበሮ ዕላል።