SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(SBS)

ትግራይ ናፃ ሃገር ክሳብ ትኸውን ዝግስገስ ቅዋም ዘለዎ፡ ካብቶም ኣብዚ ቅሩብ እዋን ኣብ ትግራይ ተመስሪቶም ዘለዉ ፖለቲካዊያን ዉዱባት ሓደ  ዝኾነ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ እዩ።ብዛዕባ ዕላማኡን ንጥፈታቱን  ዝምልከት ካብ ኣተሓባበርቲ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ( ሳወት) ኣሉላ ሃይሉ ምስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ዘካየዶ ዕላል ኣሎ ነዚ ልጋብ ጠዊቖም የድምፁዎ፡፡

By
Tsegay Kinfe
Published on
Thursday, May 16, 2019 - 16:49
File size
31.42 MB
Duration
17 min 10 sec