SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
Vic African community Task force (AAP)

ብኣፍሪቃዊ ድሕረባይታ ዘለዎም መንእሰያት ዝፍጸም ገበናት ንምግታእ ክከኣል ምእንቲ፡ ፖሊስ ቪክቶርያ ምስ ነበርቲ’ቲ ማሕበረሰብ ብምዃን ሓዲሽ ሓይሊ ዕማም ኣቚሙ።

 ኣብ ቪክቶሪያ ብድሕረ ባይታኦም ካብ ኣፍሪቃ ዝኾኑ መንእሰያት እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ዝተሓላልኸ ገበን ምስ ኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ኮይንካ ምስራሕ ነቲ ኩነታት ብዝበለጸ ንምራዳእ ከምዝሕግዝ ተኣሚኑሉ’ዩ እዚ ሓይሊ ዕማም ቆይሙ ዘሎ።

By
SBS Tigrinya
Published on
Thursday, January 11, 2018 - 11:39
File size
2.18 MB
Duration
4 min 46 sec