SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(SBS Tigrinya)

ኣብ ከባቢ ጾሮና ዝነብሩ ዜጋታት ድምጽና ዛጊት ኣይተሰምዐን፡ ንሕና ኣብጸገም ኣለና። ንሕና ከም ኤርትራዊያን በቲ ዝተዋህበ መሬትና ተወጺዕና ተፋናቒልና ንብዙሕ ዓመታት ጸኒሕና፡ ናበይ ከምነብልውን ጠፊኡና ብምባል ፡ሳሚኤል (ንድሕነት ተባሂሉ ስሙ ሳሚኤል ተሰምዩ ኣሎ) ዝተባህለ ካብ ከባቢ ጾሮና ምስዚ ሓዲሽ ዜና ናይቲ ህዝቢ ኩነታት ብፍሉይ ንረዲዮ ኤስ. ቢ.ኤስ ገሊጹ ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

By
Beyene Semere
Published on
Thursday, June 7, 2018 - 18:34
File size
16.76 MB
Duration
9 min 9 sec