SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(SBS Tigrinya)

ኣብዚ ቅነ ኣባ ተኽለሚካኤል ተወልደ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ኮይኖም ብምኽንያት ዘስምዕዎ፡ ዘረባ ኣብ ማሕበራዊ መዲያታት ናይ ኤርትራዊያን ብላዕሊ ተሰሪዑ ከምዘሎ ይፍለጥ። ብምኽንያት እዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ኣባ ተኽለሚካኤል ተወልደ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን ምስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ደጊምና ናብ ሰማዕትና ኣቢልናዮ ኣለና።

By
Beyene Semere
Published on
Tuesday, October 30, 2018 - 11:16
File size
52.74 MB
Duration
28 min 48 sec