SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(SBS Tigrinya)

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዩኒቨርሲቲ መልበርን ብዛዕም ምጥያስን ምስምባርን ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ኮንፈረንስ ተጌሩ ኔሩ፣ ኣብቲ ዋዕላ ሰብመዚ መንግስቲ ኣውስትራሊያ፣ ወከልቲ ማሕበራትን ተመራመርቲን ጽሑፋትን መደረን ኣቕሪቦም ኔሮ። ዶ'ር ብርሃን ኣሕመድ  ካብ ኣወሃሃድቲ ዋዕላ ኮይኑ ብዛዕባ  “AFRICAN AUSTRALIANS SETTLEMENT & INTEGRATION 2030: OPPORTUNITIES AND CHALLENGES CONFERENCE መብርሂ ሂቡ ኣሎ።

By
Beyene Semere
Published on
Thursday, November 15, 2018 - 12:25
File size
24.5 MB
Duration
13 min 23 sec