SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
Tibor Nagy (AAP (SBS))

ቲቦር ናግይ፡ ናይ ኣመሪካ ስቴት ደፓርትመንት ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ኣብ ኣፍሪቃ ትማሊ ኣብ ናይ ኮንግረስ  ኣብ ዘስምዖ ቃል፡ ኣብዝቅሩብ ኣዋርሕ ኣመሪካ ኮነ ኢላ ምስ ኤርትራ ጽምዶ ክትገብር እኳ እንተፈተነት፡ እቲ ኣብ 2009 ዝተነብረ ማዕቀብ ንምእላይ ግዚኡ ኣይኮነን ኢሉ። 

By
Beyene Semere
Published on
Thursday, September 13, 2018 - 16:54
File size
10.12 MB
Duration
5 min 32 sec