SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(IAAF Sky Twitter Wikipedia)

ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ መንእሰያት ት15 ነሓሰ ኣብ ኤርትራ ክካየድ ምዃኑ ተገሊጹ፡

ኣብ ግጥማት ኣትለቲክስ ኣልማዛዊ ሊግ IAAF ዶሓ 2019 ገንዘበ ዲባባ ብኬንያዊት መተሃላልኽታ ሄለን ኦቢሪ ተበሊጻ ካልኣይቲ ወጺኣ፡

ኣብ ቅ/ብ ዙር ሮማንዲ ዝተሳተፉ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ዘዕግብ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ 

ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ግብጺ ድሕሪ ኣውያት ህዝቢ ዋጋታት ቲኬት መእተዊ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ዳግማይ ክሓስበሎምን ክርእዮምን ምዃኑ ኣፍሊጡ:

Published on
Tuesday, May 7, 2019 - 03:06
File size
13.48 MB
Duration
7 min 22 sec