SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(Twitter Africasteam Yahoosports IAAF)

ኣንዱኣምላክ ዝስሞም ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ውድድራት ጉያ እግሪ ተዓዊቶም፡

ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ ታሽዓይ መድረኽ ብምክያት ቀዳማይ መዓልቱ የዕሪፉ፡ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዓወት ኣንደመስቀልን ኤርትራዊን ተወከልቲ ጋንታታት ዳይመንሽን ዳታን እስራኤል ሳይክሊን ኣካዳሚን ብምዃን ይሳተፉ ኣለው፡

ድሕሪ ምውዳቕ ኢከር ካሲያስ ሕማም/መጥቃዕቲ ልቢ ኣብ ልዕሊ ስፖርታውያንን ንዕኡ ዝካየዱ ምክትታላትን ኣብ ዓይኒ ቆላሕታ ኣትዮም፡

Published on
Monday, May 20, 2019 - 21:53
File size
22.88 MB
Duration
12 min 30 sec