SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
Australian Prime Minister Scott Morrison with wife Jenny children Abbey and Lily after winning the 2019 Federal Election, (AAP)

ውጽኢት ምርጫ ኣውስትራሊያ ከምቲ ኩሉ ዝተጸበዮ ኣይኮነን ኮይኑ ተረኺቡ።

ክሳብ ሚሸት ዓርቢ መዕቀኒ ድምጺ ህዝቢ ናይ ቢል ሸርተን ሰልፊ ለበር ከምዝዕዎት እዩ እቲ ትንቢት ኔሩ።

ብዙሓት ሰባትውን ስኮት ሞሪሰንን ሰልፉን ናብ ወናብር ተቓዋሚ ከምዝግ ዕዙዩ እቲ ትጽቢት፡ ድምጺ ምስተዋህበ ግና ህዝቢ ኣውስትራሊያ ከምቲ ትጽቢት ዘይኮነስ ነቲ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ ልፍንቲ ክመርሖ ብጸቢብ መሪጽዎ ኣሎ።

 

Published on
Sunday, May 19, 2019 - 10:56
File size
6.25 MB
Duration
3 min 25 sec