Advertisement
Mother and daughter [Getty Images] (Mother and daughter [Getty Images])

ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ሞት ምዝራብ የፍርሖምዩ፡ ክለዓል ዘይደልይዎ ኣርእስቲውን እዩ፡፣ እንተኾን እዚ ዘይተርፍ ዕጫ ደቂ ሰባት ዝኾነ ሞት ኣብ ክንዲ ምስ መጸ ዘሰንብደናን ኣብ ዘየድሊ ኩነተ ኣእምሮ ዘእትወና፡ ብዛዕባኡ ምስ ስድራናን ቀረብናን ክንዚትን እቲ ኣብ ድሮን ክንዮ ሞትናን ክግበር እንደልዮ ምልባው ሕጋዊን ካል እ ብዙሕ ጥቕሚታት ኣለዉዎ። ብዛዕባዞም ጥቕሚታት ንምፍላጥ ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩም እዩ፡፣ 

By
Beyene Semere
Published on
Tuesday, August 8, 2017 - 08:43
File size
4.1 MB
Duration
8 min 56 sec