Advertisement
HoA News (12 01 2017) (Ibtimes.co.uk Africanews Skyscrapercity zaman.mk)

ሓይልታት ሱዳን ፈተነ ምስግጋር ሰባት ኣፍሺልና ይብሉ፡ ኢትዮጵያ ናይ ደገ ትካላት ኣብ መንግስታዊ ትካላት ዋንነት ክህልወን ከተፍቀድያ፡ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ መሬቱ ዝበጽሑ ቁጽሪ ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ 2016 ብክልተ ሲሶ ቀኒሱ ይብል፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብምሕጋዙ ሓደ ፈረንሳዊ ሓረስታይ ኣብ ፍርዲ ቀሪቡ

By
SBS Tigrinya
Published on
Wednesday, January 11, 2017 - 16:53
File size
7.1 MB
Duration
15 min 27 sec