SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
Polygon Wood, Belgium ((SBS))

ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተጋበአ ናይ መራሕቲ ኣኼባ፡ ናይ ጀርመንን ፈረንሳን መራሕቲ  ሓደጋነት ናይዚ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ንፋስ ሃገራውነት ኣጠንቂቖም።

 መበል 100 ዓመት ምውዳእ ቀዳማይ ኩናት ዓለም ንምዝካር ብዙሓት መራሕቲ ሃገራት ኣብ ፓሪስ ይርከቡ።

 በቲ ኣብ ፈለማ ሽሕን ትሽዓተ ሚእቲ  ዝነበረ ሕጊ መንነት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ቀዳማይ ዉግእ ዓለም ተሰሊፎም ክዋግኡ ዘኽኣል ኣየነበረን።

 ኣንተኾነ ኣቲ ሕጊ ንብዙሓት ካብዝተፈላለዩ መበቆል ዘለዎም ሰባት ኣብቲ ዝግበር ዝነበረ ኩናት ካብ ምስታፍ ክዓግቶም ኣይከኣለን።

 ብቐዳም 10 ሕዳር ነቲ ንሳቶም ዝፈጸምዎ ቅያ ንመዘከርታ ክከውን ተባሂሉ ሓደ ሓወልቲ ተተኺሉ ኣሎ።

By
Beyene Weldegiorgis
Published on
Monday, November 12, 2018 - 15:09
File size
15.52 MB
Duration
8 min 29 sec