SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Welcome Home to SBS Radio
Download or Update Now

 

Stay connected in your language to Australian news and conversations that matter to you with the free SBS Radio app.

 

Newly added
ዉሉዱ ብፖሊስ ተታሒዙ ከምዘሎ ክሰምዕ ዝደሊ ወላዲ የለን። እንተኾነ ግና ወትሩ ዝፍጸም ጉዳይ ስለዝኾነ፡ ካብ ጠበቓ ብኸመይ ሓገዝ ክርከብ ከምዝከኣል ዝኣመሰሉ ንዉሉድካ እንታይ መሰላት ከምዘለዉዎ ምፍላጥ ኣድላዪ እዩ።
ሸውዓተ ፖለቲከኛታት ካብ ብሪጣንያዊ ሰልፊ ለይበር፡ ኣተሓሕዛ ሰልፎም ብዛዕባ ብረግዚት ብምኹናን፡ 'ጸረ-ሴማዊ' ዝበልዎ ተግባራትን ካልእን ብምቅዋም ካብ’ቲ ሰልፊ ወጺኦም። እዞም ጉጅለ ፖለቲከኛታት ካብ ክልቲኡ ሰልፍታት ዝኾኑ ኣባላት ባይቶ ምስ’ዚ ሓድሽ...
ኣብቲ መድረኽ ካብ ነባራት ተጋዳልቲ ህወሓት፣ ተጋዳላይ ስዩም መስፍን፣ ተጋዳላይ ገብሩ ኣስራት፣ ተጋዳላይ ስብሓት ነጋ፣ ተጋዳላይ ተወልደ ወልደማርያም፣ ተጋዳላይ ኣባይ ፀሃየ፣ ተጋዳላይ ፃድቃን ገብረትንሳኤ፣ ተጋዳላይ ስየ ኣብርሃ፣ ተጋዳሊት ኣረጋሽ ኣዳነ...
መንእሰይ ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ን22 ዓመት ዝጸንሐ ክብረወሰን ውሽጢ ኣዳራሽ ብምስባር ኣብ 1500ሜ ኣብ በርሚንግሃም ተዓዊቱ፡ ሴካፋ ናይ’ዚ ዓመት ግጥማት ሴካፋ ዘአንግዳ ሃገራት መነመን ምዃነን ኣፍሊጡ፡ ኤርትራ ዋንጫ ብድሆ ት17/U17...
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንስልማት ኖቤል ምስ ዝተሓጽዩ ስሙ ተረቚሑ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብሓባር ክስለሙ ሓደ ኣማራጺ’ዩ ክብል ኮሚተ ስልማት ኖቤል ገሊጹ፡ስግኣት ወራር ኣንበጣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ንቀይሕ ባሕሪ ዘዋስና ሃገራትን፡ራብዓይ መስርሕ...