“ዕጣን ዕጣን ዝጨንው ዝነበሩ ካህናትን ዲያቆናትን ባሩድ ባሩድ ይጭነው ይኺዱ ኢሉ ዝፍርም በየናይ መዐቀኒ’ዩ መራሒ ሃይማኖት ዝበሃል፧”

Source: SBS Wikipedia
ኣብ 2006 ናይ ኤርትራ ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካብ መዓርጎም ተኣልዮም ኣብ ትሕቲ ናይ ገዛ ማሕዩር ካብ ዝኣትዉ መበል 12 ዓመት ሓሊፉ’ሎ። ንዝኽሪ ናይ’ቲ ዕለት ምኽንያት ብምግባር እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረን ኣመዓባብልኡን መብርሂ ክህቡና ካህናት ቀሺ ማርቆስ ደባስን ቀሺ ሓለፎም ወልደማርያምን ዕዱማትና ጌርና ኣቕሪብናዮም ኣለና።
Share