ሓጸርቲ ጸብጻባት ኢትዮጵያ (23 መስከረም 2017)
SBS Source: SBS
አብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ተቓወምቲ ውድባት ነቲ አብ ሞንጎ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ዝተወለዐ ግጭት አውጊዞምዎ፡፡ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ምምሕያሽ ምዕቃብ ሰላም ዝምልከት ሰነድ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት አፅዲቑዎ፡፡አብ ኢትዮጵያ መሐብሐቢ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝበፀሐን ደቂ አነስትዮ ከም ዝሕነፃ ምኒስትሪ ጉዳይ ህፃናትን ደቂ አነስትዮን እታ ሀገር አፍሊጡ
Share




