ቃለ መሕትት ምስ ተጋ/ ኣሕመድ ቀይሲ

AHmed Kaisi

AHmed Kaisi Source: AHmed Kaisi

ካብ ዩኒቨርሲቲ ናይ ደማስቆ ኣብ 1971 እዩ ምስቶም ንነጻነት ኤርትራ ዝቃለሱ ዝነበሩ ንኽቃለስ ናብ ሜዳ ኤርትራ ኣትዮ። ሓደ ካብቶም ላዕለዎት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር እንተነበረ እኳ፡ ኣብ መወዳእታ ሰማንያታት ተኣሲሩ። ንሱ ከም መምህር ካድርን ጸሓፊ ፖለቲካ ህ.ግ ኮይኑ ኣገልጊሉ። ከም ፈላጢ ውሽጢ፡ ኣብቲ ውድብ ዝነበረ ኣቕዋም ኣብ ብሄር፡ ቋንቋ፡ ሃይማኖትን ካልእ ፍልስፍናን እቲ ዝነበረን ዘሎን መሪሕነት እቲ ውድብ እንታይን ከመይን ከምዝነበረን ዘሎን ዝርዝር ቃለ መጠይቕ እዩ። ካብዚ ብተወሳኺ ዝተላዕሉ ነጥቢታት፡ እስልምናን ዓረብን፡ ንሕናን ዕላማናን፡ ነጻነት ኤርትራ ብጀብሃ እንተዝውዳእ ኩነታት እንታይ ምመሰለን ካልእን ዝብሉ ይርከቦ። ነዚ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service