Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

“ፍሉይ ኣረኣእያ ንዘለዎ ምጭፍላቕ ባህሊ ማዕቢሉ፡ ውጽኢቱ ድማ እዚ ንርእዮ ኮይኑ።” ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

Andebrhan Weldegiorgis (Beyene)

Andebrhan Weldegiorgis (Beyene) Source: Andebrhan Weldegiorgis (Beyene)

ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ: ሓደ ካብ መስረቲ ማእከላይ ሽማግለ ህ.ግ.ሕ.ኤ፡ ፕረሲደንት ዩኒቨርስቲ ኣስመራ፡ ኣማሓዳሪ ባንክ ኤርትራ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣወሃሃዲ ዓቃብ ሰላም ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ክሳብ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ ዝወጽእ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳን እዩ። ኣብዚ እዋን ኣብ ናይ በልጂየም ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪን ኣብዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ጉዳያት ኣማካርን እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብዝጸንሓሉ ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዝገበሮ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት እንሆ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ: ሓደ ካብ መስረቲ ማእከላይ ሽማግለ ህ.ግ.ሕ.ኤ፡ ፕረሲደንት ዩኒቨርስቲ ኣስመራ፡ ኣማሓዳሪ ባንክ ኤርትራ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣወሃሃዲ ዓቃብ ሰላም ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ክሳብ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ ዝወጽእ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳን እዩ። ኣብዚ እዋን ኣብ ናይ በልጂየም ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪን ኣብዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ጉዳያት ኣማካርን እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብዝጸንሓሉ ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዝገበሮ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት እንሆ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now