Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

“ኤርትራዊ መንነት ብመንጽር ተራጽሞ ምስ ኢትዮጵያ ኣይማዕበለን፡ ኤርትራዊ ነቲ ዝወርዶ ዝነበረ ሓባራዊ ወጽዓ ባዕዳዊያን መግዛእትታት ኣብ ምቅዋም'ዩ በብቕሩብ መንነቱ ከለሊ ዝጀመረን ዘማዕበለን።” 2ይ ክፋል ቃለመሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

Dr. Andeberhan Woldegiorgis

Dr. Andeberhan Woldegiorgis Source: SBS Tigrinya

ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ: ሓደ ካብ መስረቲ ማእከላይ ሽማግለ ህ.ግ.ሕ.ኤ፡ ፕረሲደንት ዩኒቨርስቲ ኣስመራ፡ ኣማሓዳሪ ባንክ ኤርትራ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣወሃሃዲ ዓቃብ ሰላም ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ክሳብ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ ዝወጽእ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳን ዝነበረ እዩ። ኣብዚ እዋን ኣብ ናይ በልጂየም ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ጉዳያት ኣማኻርን እዩ። ሓድስ መጽሓፍ "ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ" ኣሕቲሙ (www.eri-platform.org) ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ሓጺር ምብጻሕ ገርይርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዝገበሮ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ቃለ መሕትት እንሆ።

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ: ሓደ ካብ መስረቲ ማእከላይ ሽማግለ ህ.ግ.ሕ.ኤ፡ ፕረሲደንት ዩኒቨርስቲ ኣስመራ፡ ኣማሓዳሪ ባንክ ኤርትራ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣወሃሃዲ ዓቃብ ሰላም ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ክሳብ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ ዝወጽእ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳን ዝነበረ እዩ። ኣብዚ እዋን ኣብ ናይ በልጂየም ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ጉዳያት ኣማኻርን እዩ። ሓድስ መጽሓፍ "ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ" ኣሕቲሙ (www.eri-platform.org) ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ሓጺር ምብጻሕ ገርይርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዝገበሮ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ቃለ መሕትት እንሆ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now