ሬድዮ ኤስቢኤስ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ናይ ሎም ቀዳም 19 መጋቢት ብዛዕባ ሕግታት እንዳባ ኣብ ዝድህስስ መደብ ናይ ኣውራጃ ሰራየ ስርዓት ኣድከመ ምልጋእ፡ ስርዓት ኣውሊዕ ጽምሮን ሕጊ ዓውደ ዓለን ክቐርብ'ዩ። ብዘይካዚ ግጥሚውን ካብ ትግራይ ኣለና ሙሉወርቅ ኪዳነ ማርያም ካብ ዘዳለዋ እኩብ ግጥምታት ዝሓዘት መጽሓፍ ሓንቲ ግጥሚ ናባኹም ከነብላ ኢና።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

