Watch FIFA World Cup 2026™ LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Settlement Guide: 5 flu shot facts to know

The national influenza vaccination program rolls out in April. Here’s 5 facts to know.

vaccine

Source: AAP

1. ዓመታዊ ኣብ ኣውስትራሊያ ብጉንፋዕ ብገምጋም 13,500 ኣብ ሆስፒታል ክኣትዉ'ከለዉ ልዕሊ 3,000 ሰባት ድማ ብሰንኪ ጉንፋዕ ይሞቱ።

Image

2. እቲ ዝወሃብ ክታበት ንኩሎም ኣውስትራሊያዊያ ንጥኑሳት ወሲኽካ ኣብኩሉ እዋናት ጥንሰን ዉሑስ እዩ።

እቲ ክታበት ቅድሚ ምጽዳቑ፡ ብ  Therapeutic Goods Administration ፈተነ ይግበረሉ'ዩ።

Injection
Source: AAP

3. ነቶም በብ እዋኑ ዝቕልቀሉ ሃደስቲ ቫይረስ ንምክልኻል ናይ ጉንፋዕ ክታበት ዓመታዊ ምቅይያር ይግበረሉ።Image

4. ናይ ጉንፋዕ ክታበት ነቶም ኣብል ዑል ሓደጋ ዝርከቡ ሰባት ብነጻ ይወሃብ፡ ንሳቶም ድማ ፡

  • ዕድሚኦም 65 ል ዕሊኡን ዝኾኑ ዓበይቲ;
  • ኣቦርጂንን ቶረስ ስትራይት ኣይላንድን ዝኾኑ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 6 ወርሒ ክሳብ 5 ዓመት ከመኡውን ካብ 15 ዓመትን ል ዕሊኡን;
  • ጥኑሳት ደቂ ኣንስትዮ; ከመኡውን
  • ኣብዚ ተዘርዚሩ ዘሎ ሕማማት ዘለዎም 

    5. ክታበት ጉንፋዕ 2016 ካብ ወሒ ሚያዚያ ጀሚሩ ኣብ ሓፈሻዊ ሃኻይምን ኣብ ካል ኦት ኣገልግሎት ክታበት ዝህቡ ይርከብ።Image


1 min read

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS




Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now