Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
PODCAST

ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

OVERVIEW
ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
# TITLE RELEASED TIME MORE
ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ...(ዕለታዊ ዜና) 14/10/2021 17:42 ...
ትካል ጥዕና ዓለም ብውግእ ኣብ ሓደጋ ንዝወደቑ ሚልዮናት ሰባት ንምድሓን ኩሉ ዝከኣሎ ከም ዝገብር ዋ/ዳ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛሪቡ። 14/10/2021 08:34 ...
"ብሰንኪ ኮቪድ-19 ኣብ ኣፍሪቃ ብዙሓት ቆልዑ ክውለዱ'ዮም" ዶ/ር ክብሮም ታደሰ 14/10/2021 18:02 ...
ዓይነት መሰጋገሪ ቪዛታት ናይ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 13/10/2021 11:02 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 11 ጥቅምቲ 2021 11/10/2021 17:32 ...
ውግእ ሓይልታት ትግራይን መንግስቲ ኢትዮጵያን ይጽዕቕ ፤ ከተማ ደሴ ጸጥታዊ ኣዋጃት ተስጥም። (ጸብጻብ) 11/10/2021 06:17 ...
ፓኪስታናዊ ኪኢላ ኑዩክሌስ: ዓብዱልቃዴር ክሃን ብኮቪድ ሞይቱ (ዓለም ምስ ኮቪድ 19 ከመይ ወዓለት) 11/10/2021 05:44 ...
ድሙቕ ኣቀባብላ ንበዓል ቢንያም፡ ዓወት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ድሬዳዋን ተኣምራታዊት ሽቶ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ኤውሮጳን 11/10/2021 14:05 ...
ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ጸበባ፡ መብርሂ ካብ ኣብርሃም ተስፋይ 10/10/2021 15:06 ...
SBS ንዝህቦ ናይ ቋንቋ ኣገልግሎታት ይኽልሶ ኣሎ። 08/10/2021 05:22 ...
View More