SKIP TO MAIN CONTENT

may 14

SBS
SBS Source: SBS

ብመንግሰቲ ኤርትራ ዝተልኣኩ ፈጠርቲ ራዕዲ አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ፡ ንሓጋዚ ኣብራሪ አውሮፕላን ኢትዮጵያ አገዳዲ ሕክምና ኣእምሮ ክግበረሉ ቤት ፍርዲ ሰዊዘርላንድ ወሲኑ፡ ብደቡብ ሱዳናውያን ዓልየት ሙርሌ ካብ ዝተወሰዱ 125 እቶም 29 ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም፡ ውሕጅ አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ አብ ልዕሊ ሰብ ጥሪትን ንብረትን ጉድኣት የስዕብ አሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብመንግሰቲ ኤርትራ ዝተልኣኩ ፈጠርቲ ራዕዲ አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ፡ ንሓጋዚ ኣብራሪ አውሮፕላን ኢትዮጵያ አገዳዲ ሕክምና ኣእምሮ ክግበረሉ ቤት ፍርዲ ሰዊዘርላንድ ወሲኑ፡ ብደቡብ ሱዳናውያን ዓልየት ሙርሌ ካብ ዝተወሰዱ 125 እቶም 29 ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም፡ ውሕጅ አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ አብ ልዕሊ ሰብ ጥሪትን ንብረትን ጉድኣት የስዕብ አሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now