SKIP TO MAIN CONTENT

America in Africa

SBS
SBS Source: SBS

ኣመሪካ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ብርክት ዝበለ ምስጢራዊ ወትሃደራዊ መደበራት ከምዘሎዋ ተቓሊዑ ። ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኣፍሪቃ 60 ዝኣክል ንዝተፈላለየ ንጥፈታት እትግገለሎም መደበራት ከምትውንን ዝተኻየደ መጽናዕቲ ይገልጽ ። እቲ መደበራት ኣብ 34 ሃገራት ይርከብ። እዚ 60 % ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ የጠቓልል። Nick Turse ዝተባህለ ናይ መርመራ ጋዜጠኛ ኣብ ዘካየዶ መጽናዕታት ተሞርኪሱ ዝሕተማ መጽሓፍ ንወትሃደራዊ መደበራት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምልከት ዝርዝር ሓበሬታ ኣስፊራ ኣላ። እታ '' ናይ ጽባሕ ዓውደ- ዉግእ' ('Tomorrow's Battlefield ') ዘርእስታ መጽሓፍ፡ መንግስቲ ኣመሪካ ብወግዒ ክፍለጥ ንዘይደልዮ ወትሃደራዊ ምንቅስቓሳት ተቃልዕ። እቲ መደበራት ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ሰሜን ናብ ደቡብ ከምኡ'ውን ካብ ምብራቕ ናብ ምዕራብ ዝተዘርግሐ ምዃኑ ይግለጽ። ዝበዝሕ ካብዚ መደበራት ንመዓርፎ ናይ ጽዕነትን ሰብ ኣልቦን ነፈርቲን ንምኽዛን ነዳዲን ከምዘገልግል ይጥቀስ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣመሪካ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ብርክት ዝበለ ምስጢራዊ ወትሃደራዊ መደበራት ከምዘሎዋ ተቓሊዑ ። ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኣፍሪቃ 60 ዝኣክል ንዝተፈላለየ ንጥፈታት እትግገለሎም መደበራት ከምትውንን ዝተኻየደ መጽናዕቲ ይገልጽ ። እቲ መደበራት ኣብ 34 ሃገራት ይርከብ። እዚ 60 % ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ የጠቓልል። Nick Turse ዝተባህለ ናይ መርመራ ጋዜጠኛ ኣብ ዘካየዶ መጽናዕታት ተሞርኪሱ ዝሕተማ መጽሓፍ ንወትሃደራዊ መደበራት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምልከት ዝርዝር ሓበሬታ ኣስፊራ ኣላ። እታ '' ናይ ጽባሕ ዓውደ- ዉግእ' ('Tomorrow's Battlefield ') ዘርእስታ መጽሓፍ፡ መንግስቲ ኣመሪካ ብወግዒ ክፍለጥ ንዘይደልዮ ወትሃደራዊ ምንቅስቓሳት ተቃልዕ። እቲ መደበራት ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ሰሜን ናብ ደቡብ ከምኡ'ውን ካብ ምብራቕ ናብ ምዕራብ ዝተዘርግሐ ምዃኑ ይግለጽ። ዝበዝሕ ካብዚ መደበራት ንመዓርፎ ናይ ጽዕነትን ሰብ ኣልቦን ነፈርቲን ንምኽዛን ነዳዲን ከምዘገልግል ይጥቀስ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now