Source: Al Jazeeraኣብ ዝሓለፈ እዋን መጀር ጀነራል ኣበበ ተክለሃይማኖት ካብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ፤ ኢትዮጵያ ወናኒት ቀይሕ ባሕሪ ምዃና ወደብ ክትውንን ሕጋዊ መሰል ከምዘለዋ ከም ዝገለጸ ኣቕሪብና ኔርና። ነዚ መሰረት ብምግባር ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ወደብን ባሕርን ናይተን ገማግም ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ኣህጉራዊ ሕጊ እንታይ እዩ ዝብል? ካብተን ባሕሪ ዝውንና ሃገራትከ ብኸመይ እየን ተጠቀምቲ ክኾና ዝኽእላ? ዝብሉን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ኣብዚ ጉዳይ መጽናዕቲ ዝገበረ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መሊሱልና ኣሎ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብ ዝሓለፈ እዋን መጀር ጀነራል ኣበበ ተክለሃይማኖት ካብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ፤ ኢትዮጵያ ወናኒት ቀይሕ ባሕሪ ምዃና ወደብ ክትውንን ሕጋዊ መሰል ከምዘለዋ ከም ዝገለጸ ኣቕሪብና ኔርና። ነዚ መሰረት ብምግባር ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ወደብን ባሕርን ናይተን ገማግም ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ኣህጉራዊ ሕጊ እንታይ እዩ ዝብል? ካብተን ባሕሪ ዝውንና ሃገራትከ ብኸመይ እየን ተጠቀምቲ ክኾና ዝኽእላ? ዝብሉን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ኣብዚ ጉዳይ መጽናዕቲ ዝገበረ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መሊሱልና ኣሎ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም።