addisfortune.net Source: addisfortune.netአብዚ ጸብጻብ-ንሕንሕ ኩባንያ ኮንስትራክሽን ጣልያን ሳሊኒ ምስ ባንኪ ንግድን ኢንዱስትሪን ቻይናን አብ ምህናፅ ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሩባ ግልገል ግቤ አርባዕተ- - ናብ ጅቡቲ ይኣትዉ ብዘሎ አቑሑት ኢትዮጵያ አብ ወደብ ጅቡቲ ምጭንናቕ ምፍጣሩን መንግሰቲ ኢትዮጵያ ነተን አብ ሃገሩ ዘለዋ ልዕሊ 9000 ዶብ ተሳገርቲ መካይን ተጠቒሙ ከጎዓዕዞ ስለ ዝተጸገመ ካብ ሱዳን ዓበይቲ መካይን ክካረ ምውጣኑ ዘጠቓለለ እዩ
አብዚ ጸብጻብ-ንሕንሕ ኩባንያ ኮንስትራክሽን ጣልያን ሳሊኒ ምስ ባንኪ ንግድን ኢንዱስትሪን ቻይናን አብ ምህናፅ ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሩባ ግልገል ግቤ አርባዕተ- - ናብ ጅቡቲ ይኣትዉ ብዘሎ አቑሑት ኢትዮጵያ አብ ወደብ ጅቡቲ ምጭንናቕ ምፍጣሩን መንግሰቲ ኢትዮጵያ ነተን አብ ሃገሩ ዘለዋ ልዕሊ 9000 ዶብ ተሳገርቲ መካይን ተጠቒሙ ከጎዓዕዞ ስለ ዝተጸገመ ካብ ሱዳን ዓበይቲ መካይን ክካረ ምውጣኑ ዘጠቓለለ እዩ