Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

"ምምሃር ቋንቋ ትግርኛ ከስፍሖ እዩ ድልየተይ።" ዳናይት በላይ

Interview Tigrinya

ናይ ሃብቲ ባሕሪ ምህርቲ እያ፡ ዝበዝሐ ዓመታት ህይወታ ኣብ ኣውስትራሊያ እያ ኣሕሊፋቶ፡ ብዘለዋ ክቱር ድልየት ግና ቋንቋ ትግርኛ ከየጥፈአት ንኻልኦት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓብዩ ትግርኛ ክትምህር ተበጊሳ ዘላ እያ። ዳናይት ነቲ ኣብ ካንበራ ብዉሑድ መጠን ጀሚራቶ ዘላ ምምሃር ቋንቋ ትግርኛ ኣብ መጻኢ ከተስፍሖ ምዃና ትዛረብ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ናይ ሃብቲ ባሕሪ ምህርቲ እያ፡ ዝበዝሐ ዓመታት ህይወታ ኣብ ኣውስትራሊያ እያ ኣሕሊፋቶ፡ ብዘለዋ ክቱር ድልየት ግና ቋንቋ ትግርኛ ከየጥፈአት ንኻልኦት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓብዩ ትግርኛ ክትምህር ተበጊሳ ዘላ እያ። ዳናይት ነቲ ኣብ ካንበራ ብዉሑድ መጠን ጀሚራቶ ዘላ ምምሃር ቋንቋ ትግርኛ ኣብ መጻኢ ከተስፍሖ ምዃና ትዛረብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now