"ህወሓት ከም ውድብ መርገጺኡ ገና ንጹር ኣይኮነን፡ ህዝቢ ትግራይ ግን ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ሕገ መንግስቲ እናፍረሰ፡ ተጋሩ እናፈናቐለ፡ ብተኸታታሊ ረብሓታት ትግራይ እናሸርሸረ፡ ተመሊሱ ልኡላውነት ትግራይ ጥሒሱ መራሒ ክሽውመልና ኣይንቕበሎን እዩ ዝብል ዘሎ።" ሃያሉ ጎደፋይ
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

