ገጣሚ ስብሓት ገብረስላሴ ነባሪ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ኮይኑ፡ ኣተፈላለዩ ትሕዝቶ ዘለዎም ግጥምታት ብምቕራብዩ ዝፍለጥ። ዛጊት ብዛዕባ ዘቕረቦም ግጥምታቱ ንምዕላል፡ ኣብ መደብ ባህልን መንእሰያትን ዕዱም ኮይኑ ቀሪቡ ኣሎ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE
Sebhat Gebreselasie
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

