Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (02 ሓምለ 2026)

SBS Tigrinya news
Source: Getty

ን ሎሚ ሓሙስ 2 ሓምለ 2026 ዘተዳለወ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ ፦


Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS



Share this with family and friends


ን ሎሚ ሓሙስ 2 ሓምለ 2026 ዘተዳለወ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ ፦


ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፡ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመጹ ናይ ቀደም ናይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ተመሃሮ ተኣኪቦም ኔሮም። ናይዚ ርክብ ዕላማ፡ ነዚ ንምውዳብ ዝተሓልፈ ላዕሊ ታሕቲን ውጽኢታቱን መጻኢ መደባቱን ዝምልከት ምስ ካብ ኣወሃሃድቲ ናይቲ መደብ ምስ ኣለክሳንደር ጠዓመ ፈቶ ዝተገብረ ዕላል።

ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ክቐርብ’ዩ፡

ባንክ ኤርትራ፡ ጽኑዕ ሕጋዊ መተሓሳሰቢ ኣውጺኡ።

ህወሓት ምስ ፌደራል መንግስቲ ንምድርዳር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይኮነስ ሳልሰይቲ ሃገር ከም ዝደሊ ገሊጹ።

ፖሊስ ትግራይ ብለይቲ ዝግበሩ ጕዕዞ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝኣገደ ኣፍሊጡ።

ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተፈጸሙ ዘስካሕክሑ ገበናት ኢድ ኣለዎም ዝተባህሉ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ፣ #ኢትዮጵያን ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ክምርመሩ ተሓቲቱ።

ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም።

 

ኣርእስታት ዜና፥

 

ጉጅለታት ኣድሕን ኣብ ቨነዝዌላ ድሕሪ ዘጋጠመ ማንታ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝድሕኑ ሰባት እንተረኸቡ ቃልሶም ቀጺሎም።

ኢትዮጵያዊት ኣመሪካዊት ሜላት ኪሮስ ኣብ ምርጫ ኮንግረስ ኣመሪካ ንብዙሕ ዓመታት ስልጣን ሒዛ ንዝጸንሐት ኣባል ኮንግረስ ስዒራ ተዓዊታ፡

ኣብ ጸወታታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ፡ እንግሊዝ ኣንጻር ኮንጎ ገጢማ 2 ብ 1 ክትስዕር ከላ በልጂየም ድማ ንሰኔጋል 3 ብ 1 ስዒራ።

 

 

 

 


Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now