Watch FIFA World Cup 2026™ LIVE, FREE and EXCLUSIVE

“ንሓደ ናይ ከበሳ ኣስላማይ ናብ ባርካ ሒዝናዮ ክንከይድ ኣይንደልን፡ ምስቶም ኣብኡ ዘለዉ ስኒት ጌርካ ንበር ኢና ንብል ንሕና” በሽር ኢሽሓቕ

Interview Tigrinya

Source: SBS Tigrinya

ኣብ ኣቑርደት ተወሊዱ ዓብዩ፡ ኣብቲ ብሉጻት ኢትዮጵያዊያን ዝመሃርሉ ዝነበርሉ ዊንጌት ናይ ፈለማ ወዲ መታሕት ኮይኑ ምስ መለስ ዜናዊ ብሓባር ዝተማህረን፡ ን ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝግበር ዝነበረ ዋዕላታት ተወኪሉ ዝተሳተፈ፡ ኣብዚ እዋን ኣብ ኤርትራ ኣብ ኣውራጃዊ ዝምርኮስ ፌደራላዊ ስርዓት ክህሉ ዝቃለስ ዘሎ እዩ። ኣቶ በሺር ኢሽሓቕ ነባሪ ስዊድን ኮይኑ ናብ ኣውስትራሊያ ምብጻሕ ኣብዝፈጸመሉ ዝተገብረ ዕላል። “ኤርትራ ኩላ ትግርኛ እንተኾይና ኢትዮጵያ እያ ትኸውን፡ ኩላ መታሕት እንተኾይና ድማ ሱዳን እምበር ኤርትራ ኣይትኸውንንያ”



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now