medhanie Source: medhanieፖሊስ ኢጣልያ፣ ብምስግጋር ስደተኛታት ተጠርጢሩ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ ካብ ሱዳን ኣምጽኤዮ ኢሉ ስእሉ ዝዘርግሖ መድሃኔ ይሕደጎ መርእድ ንሱ ከምዘይኮነ ተፈሊጡ።ብዛዕባዚ ጽጹይ ሓበሬታ ንምርካብ ምስ ሓብቲ እቲ ብጌጋ ፖሊስ ኢጣልያ ሒዝዎ ዘሎ መድሃኔ ተስፋማርያም ንዝኾነት ሰገን ተስፋማርያም ካብ ሱዳን ሓቲትናያ ዝሃበቶ መልሲ ስምዑ።
ፖሊስ ኢጣልያ፣ ብምስግጋር ስደተኛታት ተጠርጢሩ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ ካብ ሱዳን ኣምጽኤዮ ኢሉ ስእሉ ዝዘርግሖ መድሃኔ ይሕደጎ መርእድ ንሱ ከምዘይኮነ ተፈሊጡ።ብዛዕባዚ ጽጹይ ሓበሬታ ንምርካብ ምስ ሓብቲ እቲ ብጌጋ ፖሊስ ኢጣልያ ሒዝዎ ዘሎ መድሃኔ ተስፋማርያም ንዝኾነት ሰገን ተስፋማርያም ካብ ሱዳን ሓቲትናያ ዝሃበቶ መልሲ ስምዑ።