tsegay Source: tsegayወጀራት 20 ዓዲ በተፈጥረኣዊ ፀጋታት ሃብታም ዘነበረን እቲ ሕ/ሰብ ድማ ነዚ ሃበቲ ተኣማሚኑ ምስ ትምህርቲ፣ ንግዲ፣ ኢንቨስተመንቲን ዝመሳሰሉን ከይተላለየ ፀኒሑ፣፣ኣብቲ ከባቢ ደመር ዘበሃል ሕጊ አንዳባ ኩሎም ማዕረ እዮም ዝብል እምነት ማ/ሰብ ዝዓቀበን ካብ ፈጣሪ ወፃእ ላዕለዋይ ገዛኢ የለን ዝብል መርገጺ ዘቐፀለን እዩብዛዕባ እዚ ምስ አቦ ወንበር ኮሚቴ ምትእክካብ አቶትወጀራት 20 ዓዲ ሓጋዚ ፕሮፍሰር ደ/ር ሓጎስ አብርሃ ዝተገበረ ቃለ መሕትት ቀሪቡ አሎ
ወጀራት 20 ዓዲ በተፈጥረኣዊ ፀጋታት ሃብታም ዘነበረን እቲ ሕ/ሰብ ድማ ነዚ ሃበቲ ተኣማሚኑ ምስ ትምህርቲ፣ ንግዲ፣ ኢንቨስተመንቲን ዝመሳሰሉን ከይተላለየ ፀኒሑ፣፣ኣብቲ ከባቢ ደመር ዘበሃል ሕጊ አንዳባ ኩሎም ማዕረ እዮም ዝብል እምነት ማ/ሰብ ዝዓቀበን ካብ ፈጣሪ ወፃእ ላዕለዋይ ገዛኢ የለን ዝብል መርገጺ ዘቐፀለን እዩብዛዕባ እዚ ምስ አቦ ወንበር ኮሚቴ ምትእክካብ አቶትወጀራት 20 ዓዲ ሓጋዚ ፕሮፍሰር ደ/ር ሓጎስ አብርሃ ዝተገበረ ቃለ መሕትት ቀሪቡ አሎ