Watch FIFA World Cup 2026™ LIVE, FREE and EXCLUSIVE

We all proud of you Aguek Neyok

Aguek Neyok supplied by David chiengkue

Aguek Neyok supplied by David chiengkue Source: Aguek Neyok supplied by David chiengkue

ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ኣትሒዘ ተደጋጋሚ ዝሰምዖ ቃል ረሲዝም ዝብልዩ፡ ብዓሌት፡ ብሕብሪ ቆርበትን ወይ ብሃማኖትን ዝግበር ኣድልዎ ንምግላጽ ማለትዩ። ነዚ ኣበሃህላ ወትሩ እናሰማዕኩ እምበኣር'ዩ ካብ ከተማ ብርዝቤን ሓደ ዜና ንኩለን ሜዲያታት ሃንደበት ዝዓብለለን፡ እቲ ፍጻመ ተራ ፍጻመን ነናይ ዕለቱ ዜና ገይረ ክሓልፎ ግና ኣይከኣልኩን። ከም ኮነ ኢልካ ንሓደ ጽቡቕ ታሪኽ ዘዳለካዮም ተዋሳእቲ ወይ ካራክተርስ፡ ናይ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ዓሌት ዘለዎም ዝተዋስእሉ ግናከ ከም ዘሕዝን ዛንታ ፊልም ወይትራጀዲ ናይቲ ህይወት ሓደ ሰብ ብምሕላፍዩ ተዛዚሙ። ናብቲ ናይ ብሓቂ ታሪኽ ናይቶም ሰለስተ ጎሊሖም ዝተራእዩ ካራክተራት ጭልፍ ኣቢለ ከካፍለኩም፡



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now