ኣብዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ ዊኒፐግ ናይ ካናዳ ሓደ ኤርትራዊ መን እሰይ ንሰለስተ (ካብ ኣቶም እቶም ክልተ መበቆሎም ኤርትራዊያን) ዝኾኑ ተኩሱ ከምዘቑሰለ፡ ብዜናታት ክግለጽ ቀኒዩ ኣሎ። ነዚ ብዝምልከትን ሓፈሻዊ ኩነታት ማሕበረሰብ ካናዳን ኣቶ ዳኒ ኤል ራካ ካብ ከተማ ዊኒፐግ ምስ ረዲዮ SBS ገሊጹ ኣሎ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends