ፕረዚደንትታት ጆ ባይደን: ባራክ ኦባማን ቢል ክሊንተንን ኣብቲ ግምብታት ማእከል ንግዲ ዓለም ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ዝወደቐሉ ቦታ ተረኺቦም ነበሩ ።
ነፍሲ ወከፎም ሰማያዊ ምልክት ገይሮም ባንዴራኦም ሒዞም ኣብቲ ዝኽሪ ክኣትዉ ከለዉ: ብኣማእታት ዝቝጸሩ ኣመሪካውያን ንመዘከርታኦም ተኣኪቦም ነበሩ: ኣብቲ መጥቃዕቲ ዝሞትዎም ገለ ካብቶም ዘፍቅርዎም ሰባት ስእልታት ሒዞም ክበኽዩ ይረኣዩ።
Share