SKIP TO MAIN CONTENT

ኣውስትራሊያውያን ንዓመተ 2024 ብርችት ተዓጂቦም ብሓጎስ ተቐቢሎማ።

ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ፡ህዝቢ ን 2023 ተሰናቢቶም ፡ 2024 ድማ ሓድሽ ዓመት ብዝመጸ እተፈላለየ ኣጋጣሚታት ፡ ምርኢታትን ርችትታትን ተቐቢሎም ።

More than 8.5 tonnes of fireworks went up in smoke alongside 80,000 pyrotechnic effects. Source: AAP / Dan Himbrechts
Credit: Beyene Weldegiorgis

1 min read

Published

Source: SBS


Skip to article content

ብ ኣማኢት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ኣውስትራሊያውያን ንሓድሽ ዓመት ንምቕባል ፍርቂ ለይቲ ቲ ሰማይ ብናይ ርችት ብርሃን በሪሁ - እቲ ፍሉጥ ድንድል ሃርበር ናይ ሲድኒ ብብርሃን ተወሊዑ ብምር ኣይ ሃጎሶም ክገልጹ ሓዲሮም ።

ኣብ ሲድኒ ፡ ህዝቢ ኣብ ትቓ ሃርበር ኣብ ዝርከብ ቦታታት ፡ ምንጻፍ ኣንጺፎም ዉዒሎምን ሓዲሮምን እዮም፡ ሰባት ነቲ ምር ኢት እናረኣዩ ንሃድሽ ዓመት ተቐቢሎማ ።

ልዕሊ 8.5 ቶን ርችት ምስ 80,000 ናይ ክሮቴክኖኒክ መሰነይታን ድምጺታት ሓጎስ ተዓዘብትን ተኦኣጂቡ እዩ እቲ ጽምብል ምቕባል ሃድሽ ዓመት ተካይዱ ።


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now