SKIP TO MAIN CONTENT

ብሰንኪ ሓደጋ ምፍንጃር ነቷጊ ኣብ ዛላምበሳ ህይወት ሰለስተ ህፃናት ሓሊፉ፡፡

SBS Tigrinya
Source: Milli

1 min read

Published

Skip to article content

ኣብ ዛላምበሳ ከባቢ ህፀት ተባሂሉ ዝፍለጥ ገጠር ጣብያ ዘጋጠመ እዚ ምፍንጃር ነቶጊ ኣብ መጓሰ እንስሳት ዝነበሩ ትሕቲ ዓሰርተ ዝዓመቶም ሰለስተ ህፃናት ክሞቱ ምኽንያት ኮይኑ ኣሎ፡፡ ክኢላ ፕረስ ወረዳ ጉለመኸዳ ኣይተ የዕብዮ ሙልጌታ ከምዝሓበሩልና እቲ ሓደጋ ብዝኮነ ወገን ዝተፈፀመ ከይኮነስ ኣብቲ ከባቢ ተቀቢሩ ዝፀንሐ ፀረ - ተሽከርከርቲ ብ ህፃውንቲ ተቀጥቂጡ ዘጋጠመ እዩ ኢሎም:: ስነ - ስርዓት ቀብሪ እቶም ግዳያት ትማሊ ተፈፂሙ፡፡

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now