ኣብ ሚላን ዝግበር ዘሎ ሰሙን ህይወት ጸለምቲ ኣገዳሲ'ዩ (BLM )፡ ጸለምቲ ኢጣልያዊያን ዲዛይነራት ይሳተፉ።ኣብ ሚላን ዝግበር ዘሎ ናይ ፈለማ ሰሙን ፋሽን፡ ንጸለምቲ ኢጣልያናዊያን ዲዛየነራት ዝተወፈየ እዩ። ኣብቲ ኢንዳስትሪ ብዙሕነት ንምዕዛዝ ተባሂሉ ዝተሓስበ ምዃኑ ኣወሃሃድቲ ናይቲ መደብ ይገልጹ።Black Italian designers celebrated in Milan fashion week's first BLM showcasePublished 30 September 2020 11:05amSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare