ኣብ ኢስታምቡል ዝርከብ ናይ ሰዓት ግምቢ ብብርቱዕ ህቦቡላ ወዲቑ።ብሰኑይ ከቢድ ንፋስ ነታ ከተማ ምስ ኣናወጻ ፡ ዓበይቲ መኻይን ገልቢጡ፡ ህንጻታት ኣዕንዩ ከምውጺቱ ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶምን ብውሕዱ 19 ሰባት ቆሲሎም። Source: ReutersPublished 2 December 2021 11:08amSource: ReutersSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare