ሓድሽ ሓበሬታ ኮቪድ-19: ኣብ ሲድኒ ዘሎ ዕጽዋ ንተወሳኺ 4 ሳምንታት ተናዊሑ።

እዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ን28 ሓምለ 2021 ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ዘሎ እዋናዊ ሓበሬታ እዩ ።

Bentleigh Secondary College students are seen returning to school as COVID-19 restrictions are eased across Victoria, in Melbourne, Wednesday, July 28, 2021.  (AAP Image/Daniel Pockett) NO ARCHIVING

Bentleigh Secondary College students are seen returning to school as COVID-19 restrictions are eased across Victoria, in Melbourne, Wednesday, July 28, 2021. Source: AAP Image/Daniel Pockett

  • ኣብ ሲድኒ ዘሎ ዕጽዋ፡ ክሳዕ 28 ነሓሰ ተናዊሑ ።ቪክቶርያ ንሓደ ምንጩ ዘይተፈልጠ መልከፍቲ ተጽንዕ።ኣብ ደቡብ ኣውስትራሊያ ሓዱሽ መልከፍቲ የለን ።ኲንስላንድ ድርብ ናይ ኮቪድ-19 ስግኣት ኣለዋ ።

ኒው ሳውዝ ወልስ

ኒው ሳውዝ ዌልስ ፡ ካብ ከባቢ እተረኽቡ 177 ሓደስቲ መልከፍቲን ሓደ ሞትን መዝጊባ ኣላ ። እንተ ወሓደ 46 ሰባት ኣብቲ ማሕበረሰብ ምስ መልከፍቶም ዝጸንሑ ነይሮም ።

እዚ ሕጂ ዘሎ ዕጽዋ ክሳብ ቀዳም 28 ነሓሰ ብኣርባዕተ ሰሙናት ተናዊሑ ። ኣብዚ እዋን እዚ ፡ ኣብ ሲድኒ - ካምፕበልታውን ፡ ፓራማታን ጆርጅ ሪቨርን ዝርከብ ካልእ ሰለስተ ዞባዊ ምምሕዳር ኣ ኣገደስቲ ሰራሕተኛታት ጥራይ እዮም ክወጹ ዝፍቀደሎም ።

ኣብ ፌርፊልድ ናይ ጥዕናን ናይ ዓበይቲ ክንክን ፡ ኣብ ካንተርበሪ-ባንክታውን ኩሎም ኣድለይቲ ሰራሕተኛታት ኣብ ሰሰለስተ መዓልቲ መርመራ ክገብሩ ይግደዱ ። ኣብ መላእ እ ሲድኒ ካብ ገዛ ኣብ ውሽጢ 10 ኪ.ሜ. ጥራይ ንዕዳጋን ምውስዋስ ኣካላትን ምውጻእ ይፍቀድ።

ነዚ ተቐይሩ ዘሎ ሕግታት ኣብዚ ርኸብ፡

 COVID safe measures

ቪክቶሪያ

እታ ግዝኣት ትሽዓተ ሓደስቲ መልከፍቲ ተመዝጊቦም ኣለዉ ፡ ሸሞንተ ካብዚኣቶም ድማ ኣብዚ ግዜ እዚ ምስቶም እተለለዩ መልከፍቲ ምትእስሳር ኣለዎም ። ሓደ መልከፍቲ ገና ኣብ መርመራ ኣሎ ።

ብዙሕ ቀይድታት ኣብ ቦትኡ ክጸንሕ እዩ ፡ እዚ "ውን ማስኬራ ካብ ገዛኻ ወጻኢ ይኹን ካብ ግዳም ምኽዳን የጠቓልል ።

ኣብዚ lሓድሽ ሓበሬታ ብዛዕባ ቀይዲታት ኮቪድ-19 ኣብዚ ርኸብ

ኣብዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ
  • ናይ ኲንስላንድ ሓላፊት ጥዕና ዶክተር ጀነት ያንግ ካብቶም ኣብ ሓንቲ ዓባይ ተሰካሚት ማኪና ዝነበሩ 21 ሰራሕተኛታት እቶም 19 ን ኮቪድ-19 እወታዊ ዉጽ ኢት መርመራ ተረኺብዎም። ሓደ ካብኦም ኣብ ዉሽጢ ማሕበረሰብ ብሪዝቤን ንሽዱሽተ መዓልቲታት ተለኺፉ ከሎ ጸኒሑ ከምዝኽእል ገሊጻ።ደቡብ ኣውስትራሊያ ንኻል ኣይ መዓልቲ መልከፍቲ ኣየመዝገበትን።

ቤላ ቤሎ ብዛዕባ ኮቪድ-19:

ጥዑያት መንእሰያት ብኮቪድ-19 ኣይጥቅዑን ። ንዝኣረጉ ወይ ንዝሓመሙ ሰባት ጥራይ እዩ ዝጎድእን ዝቐትልን ።

ሓቅታት ኮቪድ-19:

እቲ ቫይረስ ንኣረጋውያን ሰባትን ነቶም መሰረታዊ ፀገማት ዘለዎምን ብዝያዳ ዝጸልዎም እኳ እንተዀነ: ንገለ ጥዑያት መንእሰያት እውን ይሃስዮምን ይቐትሎምን እዩ ።


ውሸባ ፡ መገሻ ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ 'ውን ክፍሊትን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:

NSW Travel & transport and Quarantine

VIC Travel permitOverseas travellers and Quarantine

ACT Transport and Quarantine

NT Travel and Quarantine

QLD Travel and Quarantine

SA Travel and Quarantine

TAS Travel and Quarantine

WA Travel and Quarantine

ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ  Smart Traveller .



ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:

COVID-19 Vaccination Glossary
Appointment Reminder Tool.


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania

Northern Territory 


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝ ኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania
Northern Territory

erritory


Share

3 min read

Published

By SBS/ALC Content

Source: SBS




Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now