እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19 ኣውስትራሊያ: ኣብ NSW 80% ካብ ህዝቢ ምስተኸትበ ‘ህይወት ዝሓሸ ክኸውን'ዩ’ ቪክቶርያ ትህቦ ደገፍ ኣናዊሓቶ

Jamii zakwanza zapewa chanjo ya COVID-19 mjini Sydney

Wanachama wa jamii zawatu wa asili, wapokea chanjo za Covid-19 katika zahanati iliyo jenga katika kituo chakitaifa cha ubora wa asili. Source: AAP/Dan Himbrechts

  • ኣብ NSW ክልተ ሳዕ እተኸትበ ህዝቢ 40 ሚእታዊ በጺሑ።
  • ቪክቶሪያ ንኣብ ሕማቕ ዘለዉ ማሕበረሰባት ደገፋ ኣናዊሓቶ
  • ACT 15 ሓደስቲ መልከፍቲ ተረኺቡ
  • ኲንስላንድ ሓደ ናይ ከባቢ ሓድሽ መልከፍቲ ተረኺቡ

ኒው ሳውዝ ወልስ

Nsw ኣብ ዉጽጢ እተረኽቡ 1485 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፣ ሰለስተ ድማ ሞይቶም ። ኣብ ሆስፒታል ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰባት ኣለዉ ፡ ኣብ ጽዑቕ ሕክምናዊ ክንክን 175 ሰባት ፡ ካብዚኣቶም ድማ 72 ሰባት መተንፈሲ ዘድልዮም እዮም ።

ኣብዚ ሕጂ እዋን ፡ NSW 40 ሚኢታዊ ድርብ ክታበት ካብ ህዝቢ ተኸቲቡ ኣሎ ፡ 73 ሚኢታዊ ድማ ቀዳማይ-ዶዝ ክታበት ተዋሂቡ ኣሎ ። ፕሪመር ግላዲስ ብሪጂክሊያን ህዝቢ እታ ግዝኣት 80 ካብ ሚእቲ ክታበት ምስ ዝረኽብ "ኣብ መላእ እታ ግዝኣት ምዕጻው ዝበሃል ኣይክህሉን እዩ" ትብል: እንተዀነ ግን ኣብ ዝቕጽል ክልተ ሰሙን ብዝሒ ቁጽሪ መልከፍቲ ክውስኽ ምዃኑ ተጠንቅቕ ።

bክትክተቡ ቆጸራ ንምሓዝ ኣብዚ ተመዝገቡ

ቪክቶሪያ

ቪክቶርያ ሎሚ 183 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፣ ካብዚ እቲ 101 ምስቲ ህልው ዓንኬል መልከፍቲ እተተሓሓዘ እዩ ።

ሚኒስተር ሉክ ዶንነላን ፡ ንቶም ተኣፋፊቲ ማሕበረሰብ ዝኸውን ናይ ደገፍ ፓኬጅ ብ27 ሚልዮን ዶላር ከም ዘናወሐ ኣፍሊጡ ።

ኣብ ጥቓኻ ዝርከብ ማእከል ክታበት ርኸብ ።

sደገፍ ንምርካብ ኣብዚ ተወከሱ.

 vማእከላት ክታበት ኣብዚ ክጸንሓኩምዩ.

ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ኣብ ዙርያ ኣውስትራሊያ
  • ኣብ ACT (ግዝኣት ዋና ከተማ ኣውስትራሊያ) 15 ሓደስቲ ካብዚኦም 13መልከፍቲ ምስህሉው ዓንኬል መልከፍቲ ዝተሓሓዝ እቶም ሽዱሽተ ድማ ንብምሉኡ እዋን መልከፍቶም ኣብ ዉሸባ ዝነበሩ እዮም።ሓንቲ ኣብ ኲንስላንድ እተለኽፈት ኣደ ሓደ ዉላድ ተረኺባ።ምዕራብ ኣውስትራሊያ እንተወሓደ 80 ካብ ሚእቲ ካብ ነበርቲምዕራብ ኣውስትራሊያውያን ክታበት ምስረኸቡ ነቲ ተሪር ዶብ ዘውርድ ዕለት ከተፍልጥ ምዃና ኣፍሊጣ።
How can I shop safely
Source: ALC

ውሸባ፡ መገሻ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ'ውን ክፍሊታት ሓገዝ ብምኽንያት ለበዳን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:

NSW Travel & transport and Quarantine

VIC Travel permitOverseas travellers and Quarantine

ACT Transport and Quarantine

NT Travel and Quarantine

QLD Travel and Quarantine

SA Travel and Quarantine

TAS Travel and Quarantine

WA Travel and Quarantine

ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ  Smart Traveller .


ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:

COVID-19 Vaccination Glossary
Appointment Reminder Tool.


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania

Northern Territory 


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania
Northern Territory


Share

3 min read

Published

By SBS/ALC Content

Source: SBS




Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now