እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19: NSW ኣብ ክሪስማስ ኣህጉራዊ ዶባት ክትከፍቶ ትምድብ, ቪክቶርያ ሓድሽ መኽተቢ ነቑጣታት ትኸፍት

እዚ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ኣውስትራሊያ ናይ 12 መስከረም ዝገልጽ እዋናዊ ሓበሬታ እዩ።

Sydney International Airport during Covid-19

Msafiri ajandaa kuabiri basi la karantini, katika uwanja wa ndege wakimataifa wa Sydney, Jumatano, Septemba 8, 202 Source: AAP Image/Joel Carrett

  • ካብ ጽባሕ ጀሚሩ ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ገለ ቀይዲታት ክፋኾስ እዩ።
  • ኣብ ቪክቶርያ , 7,000 ናይ ፈለማ ዶስ ክታበት ድሉው ኮይኑ
  • ACT 15 ኲንስላንድ ድማ ባዶ መልከፍቲ ኣመዝጊበን

ኒው ሳውዝ ወልስ
ኒው ሳውዝ ወልስ ሎሚ  1,262 ሓድሽ ናይ ውሽጢ መልከፍቲ ን ሸውዓተ ሞትን ተመዝጊቡ። 

ካብ 13 መስከረም ኣትሒዙ From ካብቶም12 ዘሰክፉ ከባቢያዊ ምምሕዳር ወጻኢ ዝርከቡ ኣብ ደገ ምስ ሰባት ክራኸቡ ይኽእሉ እዮም። እቶም ኣብቲ ዘሰክፍ ከባቢያዊ ምምሕዳራት ዝነብሩ ምስቶም ምሉእ ብምሉእ ዝተኸትቡ ቀረቦም ንኽልተ ሰዓታት ንምዝንጋዕ ክወጹ ይኽእሉ እዮም፡ ንምውስዋስ ግና ብዘይ ገደብ ግዜ ክወጹ ክፍቀደሎም እዩ።

ፕሪመር  በረጂክሊያን ከምትብሎ ናይ መንግስቲ ዕላማ ንበዓል ልደት ኣህጉራዊ ዶባት ንምኽፋት እዩ ፡ 78 ሚኢታዊ ካብ 16 ዕድሚኦም ሓደ ክታበት ረኺቦም ፡ 45.58 ካብ ሚእቲ ድማ ምሉእ ብምሉእ ክታበት ተዋሂብዎም ኣሎ ።

ቪክቶሪያ
ቪክቶርያ ካብ ውሽጢ እተረኽበ 392 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ።

ፕሪሜር ዳንኤል ኣንድሪውስ ከምዝብሎ ፡ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኩለን መንግስታዊ ክሊኒካት 7,000 ናይ ቀዳማይ ዶዝ ፋይዘር ቆጸራታት ንምግባር ተዳልዮም ኣለዉ ።

ሓደስቲ ናይ ክታበት ማዕከላት ኣብ ቪክቶርያ ኣብ ሸሞንተ ኣብያተ ትምህርትን ከባብያዊ ምምሕዳር ከባቢታት ሁም ፡ ዳንዴኖንግን ካሴይን ፡ ኣብ ቶርንበሪ ናይ ግሪኽ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ፡ ኣብ ሚል ፓርክ ዝርከብ ቤተ-መቕደስ ሂንዱ ከምኡ 'ውን ኣብ ኒውፖርት ኣብ ዝርከብ መስጊድ ክጅመር እዩ ።

 ኣብ ጥቓኹም ናይ መኽተቢ ማእከላት ኣብዚ ርኸቡ።                                                                                                      

Last 24 hours around Australia
  • ዕድሚኦም ንልዕሊ 12 ዓመት ዝኾኑ ሓደ ምልዮን ተወሳኺ ናይ መደርና ክታበት ኮቪድ ክወሃብ ከምዝኽእል ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ገሊጹ።
  • alc covid mental health
    Source: ALC

Share

Published

By SBS/ALC Content
Source: SBS

Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service