እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-10፡ ኣብ NSW ልዕሊ 50 ሚእታዊ ካብ ዓበይቲ ናይ ፈለማ ዶስ ክታበት ረኺቦም፡ ቁጽሪ መልከፍቲ ኣዚዩ ልዑል ኣሎ።

እዚ ሓበሬታ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ 15 ነሓሰ 2021 ዘሎ ኩነታት ኮሮናቫይረስ እዩ።

News

Tradesmen and women stand in a line wearing face masks as they wait to be vaccinated at the Sydney Olympic Park Source: AAP


  • ሓሙሽተ ሚልዮን ሰባት ናይ መጀመርያ ናይ ክታበት ዶዝ ኣብ NSW ተዋሂቡ።
  • ኣብ ቪክቶሪያ ተወሳኺ ናይ ክታበት ምዝገባ
  • ኣብ ACT ክልተ ፡ ኣብ QLD ድማ ዜሮ ሓደስቲ መልከፍቲ ተረኺቡ።
  • ሎሚ ምሸት ሓደ ሚልዮን ዶስ ተወሳኺ ፋይዘር ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትው እዩ።

ኒው ሳውዝ ወልስ

415 ሓደሽቲ መልከፍቲን ኣርባዕተ ሞትትን ኣብ NSW ተመዝጊቡ። እንተ ወሓደ 35 ሰባት ምስመልከፍቶም ኣብቲ ማሕበረሰብ ዝጸንሑ'ዮም ።

እቶም ዝለዓለ ቑጽሪ ሓደሽቲ ጉዳያት ዘለዎም ከባቢታት ብላክታውን: ከረን ድሪት: መሪዮን: ሜሪላንድ: ኦርባንን ጊልድፎርድን እዮም ።

ፕሪሜር ግላዲስ በረጂክልያን ከምዝገለጸቶም እቲ ግዝኣት 50 ሚእታዊ ብኸፊል ዝኽተብ እኹል ሰብ በጺሕሉ ዘሎ እዋን ካብ ወርሒ መስከረም ኣትሒዙ፡ ዝኽተቡ ሰባት ገለ ናጽነት ክረኽቡ "ዕድላት" መንግስቲ ይሓስብ ከም ዘሎ ገሊጻ ።

lክታበት ዝህባ ክሊኒካት ኣብዚ ርኸብ

ቪክቶርያ

ቪክቶርያ 25 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፣ ካብዚኣቶም እቶም ኣርባዕተ ምስቲ ፍሉጥ ለብዒ እተተሓሓዘ ኣይኰኑን ። ዓሰርተ ሰለስተ መልከፍቲ ኣብቲ ማሕበረሰብ ምስመልከፍቶም ዝጸንሑ እዮም።

ፕሪሜር ዳንኤል ኣንድሪውስ ፡ ሎሚ ኣብ ወብ ሳይት ናይ መንግስቲ ፡ 84,000 ዝኽተቡ ክምዝገቡ ከም ዝርከብ ሓቢሩ ኣሎ ።

lማእከላት ክታቨት ኣብዚ ርኸብ

ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ
  • ኲንስላንድ ካብ ዉሽጢ መልከፍቲ ኣይተረኽበን ፡ ተወሳኺ ፖሊስ ናብ ዶብ NSW ኣዋፊራ ትርከብ።ACT ፡ ካብ ውሽጢ እተረኽበ ክልተ ሓደስቲ ሰባት ከም እተለኽፉን ፡ ካብኡ እቲ ሓደ ምንጩ ምስጢር እዩ ።ፈደራላዊ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ 'ቲ ድሮ ኣውስትራሊያ ተወዓዒላቶ ዘላ 40 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ፡ ተወሳኺ ሓደ ሚልዮን ዶስ ናይ ፋይዘር ኮቪድ-19 ክታበት ኣውሒሱ ኣሎ ።

ውሸባ፡ መገሻ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ'ውን ክፍሊታት ሓገዝ ብምኽንያት ለበዳን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:

NSW Travel & transport and Quarantine

VIC Travel permitOverseas travellers and Quarantine

ACT Transport and Quarantine

NT Travel and Quarantine

QLD Travel and Quarantine

SA Travel and Quarantine

TAS Travel and Quarantine

WA Travel and Quarantine

ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ  Smart Traveller .


ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:

COVID-19 Vaccination Glossary
Appointment Reminder Tool.


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania

Northern Territory 


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania
Northern Territory

 


3 min read

Published


Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now