ሓድሽ ሓበሬታ ኮቪ-19: ኣብ NSW ብዝሒ መልከፍቲ ይውስኽ, ኲንስላንድ ኣብ ልዑል ተጠንቀቕ

እዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ን26 ሓምለ 2021 ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ዘሎ እዋናዊ ሓበሬታ እዩ ።

Signs of AstraZeneca and Pfizer Covid-19 vaccines outside a doctors surgery in the lower north shore suburb of Lane Cove in Sydney

Signs of AstraZeneca and Pfizer Covid-19 vaccines outside a doctors surgery in the lower north shore suburb of Lane Cove in Sydney, Monday, July 26, 2021. Source: AAP Image/Mick Tsikas

  • ኣብ NSW ስድራቤታዊ ምትእኽኻብ ልዑል ኣበርክቶ ዝገብር ዘሎ ቀንዲ ረቛሒ ኰይኑ ይቕጽል ኣሎ ።ኣብ ቪክቶርያ ፡ ቀይድታት ብቐሊሉ ክትግበር ዝከኣል እኳ እንተ ኰነ ፡ ክሳዕ ሕጂ ግና ኣሎ ።ናይ ደቡብ ኣውስትራሊያ ዕጽዋ ከምዘኽተመ ኣረጋጊጻ ።ኲንስላንድ ድሕሪ እቲ ናይ ሲድኒ ዕጽዋ ኣወንታዊ ጒዳይ ኣብ ልዑል ተጠንቀቕ እያ ዘላ ።

New South Wales

N

ሳውዝ ኣውስትራሊያ ናይ ከባቢ 145 ሓደስቲ እተቐመጡ ጕዳያት መዝጊባ ኣላ ። ኣብ ፌርፊልድ ከኣ ቍጽሪ እመልከፍቲ እናጎደለ ከይዱ። ኮሚሽነር ፖሊስ ሚክ ፉለር ኣብ እዋን ዕጽዋ ኣብ ሲድኒ ተቓውሞ ክገብር ንዝሓስብ ዝኾነ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክኣቱ ምዃኑ ኣጠንቂቑ ።

ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ፡ ኣብ ከባቢኻ ዝርከቡ ፋርማሲታት ፡ ክታበት ኣስትራዘነካ ንልዕሊ 60 ዓመቶም ክህቡ ከምዝኽእሉ ፡ ናይ NSW ሓላፊ ጥዕና ዶክተር ኬሪ ቻንት ፡ ገሊጻ፡ ሕጽረት ፋይዘር ኮቪድ-19 ክታበት ከምዘሎ ዘጕልሕ እዩ ።

ዶክተር ቻንት ኩሉ ማሕበረሰብ ክታበት ንክረክብ ትምሕጸን ። ፣ ዝርዝር ሓበሬታ ኣብዚ ርኸብ።

 pharmacies.

ቪክቶሪያ

ቪክቶርያ 11 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ። ኵሉ መልከፍቲ ምስቲ ኣብዚ እዋን እዚ ናይ ደልታ ተራእዩ ዝነበረ ዓይነት ቫይረስ ዝተሓሓዝ ኰይኑ ፡ እቲ ናይዞም ዝተረኽቡ መልከፍቲ ግን ኣብ ውሸባ ዝጸንሑ እዩ ነይሩ ። ጠቕላላ ብዝሒ ንጡፋት መልከፍቲ 190 በጺሑ ኣሎ።

እቲ ሓምሻይ ዕጽዋ ሰሉስ 27 ሓምለ ሰዓት 11: 59 ድ.ቐ. እዩ ዘብቅዕ: እንተዀነ ግን ሰበ-ስልጣን "ክሳዕ ሕጂ ዋላ ሓንቲ ነገር ኣይተወድአን" ይብሉ ።

ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ
  • ኣብ መላእ ደቡባዊ ምብራቕ ኲንስላንድ ማስክ ምውዳይ ናይ ግድን ኮይኑ ኣሎ lዝርዝ ዝተቓልዑ ከባቢታት ኣብዚ ርኸብ
  • ደቡብ ኣውስትራሊያ ብረቡዕ 12: 01 ቅድሚ ቀትሪ ናይ ዕጽዋ እገዳታት ንምልዓል ትዳሎ ኣላ ፡ እንተኾነ ገለ ሕግታት ኣብ ቦትኡ ክጸንሑ እዮም ።ብመሰረት ናይ ፌደራል ሓለዋ ጥዕና ክፍሊ ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ 2117 ንጡፋት ኮቪድ-19 ኣለው ።

ቤላ ቤሎ ብዛዕባ ኮቪድ-19:

ጥዑያት መንእሰያት ብኮቪድ-19 ኣይጥቅዑን ። ንዝኣረጉ ወይ ንዝሓመሙ ሰባት ጥራይ እዩ ዝጎድእን ዝቐትልን ።

ሓቅታት ኮቪድ-19:

እቲ ቫይረስ ንኣረጋውያን ሰባትን ነቶም መሰረታዊ ፀገማት ዘለዎምን ብዝያዳ ዝጸልዎም እኳ እንተዀነ: ንገለ ጥዑያት መንእሰያት እውን ይሃስዮምን ይቐትሎምን እዩ ።


ውሸባ ፡ መገሻ ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ 'ውን ክፍሊትን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:

NSW Travel & transport and Quarantine

VIC Travel permitOverseas travellers and Quarantine

ACT Transport and Quarantine

NT Travel and Quarantine

QLD Travel and Quarantine

SA Travel and Quarantine

TAS Travel and Quarantine

WA Travel and Quarantine

ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ  Smart Traveller .



ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:

COVID-19 Vaccination Glossary
Appointment Reminder Tool.


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania

Northern Territory 


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝ ኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania
Northern Territory


Share

3 min read

Published




Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now