ኒውሳውዝዌልስ
ኒውሳውዝዌልስሎሚ 105 ሓደስቲብኮሮናቫይረስዝተለኽፉሰባትመዝጊባኣላ።እቲ 66 መልከፍቲምስፍሉጥክላስተርእተተሓሓዘኮይኑ፣ምንጪ 39 መልከፍቲገናኣብመርመራኣሎ።ኣብ 90ታትዕድሚኣእትርከብኣብደቡብምብራቕሲድኒእትነብርሰበይቲሞይታ።
ኣብከባብያዊምምሕዳርከባቢታትፈይርፊልድ፡ካንተርበሪ-ባንክስታውንከምኡ 'ውንኣብሊቨርፑልዝርከቡነበርቲኣብክንክንጥዕና፡ኣብህጹጽረድኤትወይኣብሱፐርማርኬት፡ዱኳናትጥርሙዝ፡ክዮስክ፡መሸጢመጽሄታት፡ ማእከላትጀርዲንንዘይሰርሑእንተኾይኖምካብዘንዞባታትክወጹኣይፍቐደሎምንእዩ።
ካብ 12: 01 ሰኑይ 19 ሓምለጀሚሩ፡ኵሉዕዮህንጻታትንህጹጽጽገናንዘየድልዩስራሓትን፡እንተላይኣገልግሎትጽሬትንኣብመንበሪኣባይቲዝዕየዕዮጽገናን፡ደውክብልተጌሩኣሎ።እዚእገዳ 'ዚክሳብ 500,000 ዝበጽሑሰራሕተኛታትህንጻኣብ NSW ክጸሉትጽቢትይግበር።
ኣብዚርኸብ፣እቲኩነታትኣብዝርዝርወይኻኣካርታዘሎቦታእዩ።እዚሕጂዘሎዕጽዋክሳብዓርቢ 30 ሓምለሰዓት 11: 59 ድ.ቀክናዋሕእዩ።
ቪክቶሪያ
ቪክቶሪያ 16 ሓደሽቲብኮሮናቫይረስዝተትሓዙንካብወጻኢሃገርዝተረኸቡ 2 መልከፍቲንመዝጊባኣላ።ኣብቪክቶርያ፡ቍጽሪእቶምንጡፍመልከፍቲዘለዎምሰባት 70 በጺሑኣሎ።
ኣብዚእዋንእዚልዕሊ 215 ሓደስቲንኮቪድዝተቓልዑከባቢታት ኣሎ።ኣብዚቀረባእዋንዝተወሰኹከባቢታት ኣብኣልቶናሚዶውስ፡ኬውንትሩጋኒናንዝበሃልከባቢታትይርከብ።ኣብደቡብምብራቕመልበርንእትርከብደሴትፊሊፕዝነብሩሰባት'ውንክምርመሩምሕጽንታተዋሂብዎምእዩ።
ኣብዚርኸብ፣እቲኩነታትኣብዝርዝርወይክዓካርታዘሎቦታእዩ።እቲሓምሻይዕጽዋ፡ክሳብሰሉስ 20 ሓምለ 11: 59 ድ.ቀዝጸንሕይኸውን።
· ናይ ኤሲቲን ኲንስላንድን ጸብጻብ ኣብ ዉሽጢ ማሕበረሰብ መልከፍቲ ኣይተመዝገብን ።
· ኣብ ደቡብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝርከብ ኣደላይድ ኣብ ዋይቪል ናይ ምርኢት ቦታ ኣስታት 100,000 ክታበት ተዋሂቡ።
ታዝማኒያ ንኹሎም መ NSW ዘሎ ዶባ ትዓጹ ።
ዒድ ኣል ኣድሓ ሶኑይ , 19 ሓምለ. ኣብ እዋን ጸሎት ዒድ ኣልፈጥር ንገዛእ ርእስኹምን ማሕበረሰብኩምን ክትሕልዉ በዚ ዝስዕብ መገዲ ትኽእሉ:
· ኣብ ገዛ ኮይንካ ብምጽላይ
· cዓቢ ምትእኽኻባት ምውጋድ
· መሸፈኒ ብምውዳይ
ናይ ገዛእ ርእስኹም መጸለዪ ምንጻፍ ብምህላው
ሓቂ ዘይኮኑ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ዝበሃል ዘረባታት ፦
ጥዑያት መንእሰያት ብኮቪድ-19 ኣይጥቅዑን ። ንዝኣረጉ ወይ ንዝሓመሙ ሰባት ጥራይ እዩ ዝጎድእን ዝቐትልን ።
ኮቪድ-19 ሓቂ:
እቲ ቫይረስ ንኣረጋውያን ሰባትን ነቶም መሰረታዊ ፀገማት ዘለዎምን ብዝያዳ ዝጸልዎም እኳ እንተዀነ: ንገለ ጥዑያት መንእሰያት እውን ይሃስዮምን ይቐትሎምን እዩ ።
ውሸባ ፡ መገሻ ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ 'ውን ክፍሊት ንዝተሃስዩ
ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:
NSW Travel & transport and Quarantine
VIC Travel permit, Overseas travellers and Quarantine
ACT Transport and Quarantine
NT Travel and Quarantine
QLD Travel and Quarantine
SA Travel and Quarantine
TAS Travel and Quarantine
WA Travel and Quarantine
ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ብ ኦንላይን ከተመልክት ትኽእል ኢኻ ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ ። ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን ኮይኑንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ Smart Travellerብጽሑ.
- ዜናን ሓበሬታ ብ ልዕሊ 60 ቋንቋታት ኣብ sbs.com.au/coronavirus ይርከብ
- ኣብ ትነብርሉ ክፍለግዝ ኣታን ይኹን ተሪቶሪ ዘሎ መምርሒ በዚ ዝስዕብ ተመሪሕኩም ክትረኽቡ ኢኹም: NSW, Victoria, Queensland, Western Australia, South Australia, Northern Territory, ACT, Tasmania.
- ብቛንቋኹምሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ በዚ ዝስዕብ ተመሪሕኩም ይጸንሓኩም COVID-19 vaccine in your language.
ኣብ ናይ NSW ብዙሕነት ባህሊ ኣገልግሎት ሓበሬታ ዝተተርጎመ ሓበሬታታት ኣብዚ ዝስዕብ ክትረኽቡ ኢኹም:
COVID-19 Vaccination Glossary
Appointment Reminder Tool.
ናይ መመርመሪ ክሊኒካት ኣኣብ ግዝ ኣትኩም ንምርካብ በዚ ዝስዕብ ተመርሑ:
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግዝኣት ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ ንምርካብ በዚ ዝስዕብ ተመርሑ:

