እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19: NSW 70 ሚእታዊ ካብ ነበርታ ቀዳማይ ዶስ ክታበት ተኸቲቦም፡ ናይ ምውስዋስ ቀይዲ ይፈኩስ

እዚ ኣብ 2 መስከረም 2021 ዝወዓለ እዋናዊ ኩነታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣውስትራሊያ እዩ።

The 12 local areas of concern in Sydney have been given back unlimited exercise.

The 12 local areas of concern in Sydney have been given back unlimited exercise. Source: AAP Image/Joel Carrett

  • ሓድሽ ናይ ኮቪድ ኣሰር ኣብ መትረባት ርስሓት ኣብ ደቡባዊ NSWS ተረኺቡ
  • ቪክቶርያ ኣብዚ ዓመት እዚ ካብተራእየ ፡ ሎሚ ኣብ መዓልቲ ዝለዓለ ቝጽሪ ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ
  • ኣብ ACT 68 ካብ ሚእቲ ሰባት ክታበት ረኺቦም
  • ኲንስላንድ ፡ ካልእ ዘዋሪ ማኪና ሓደ ሓድሽ መልከፍቲ ኣመዝገበት

ኒው ሳውዝ ወልስ

 

ኣብ NSW 1,288 ሓደሽቲመልከፍቲን ሸውዓተ ሞትን ተመዝጊቡ። እታ ግዝኣት ኣ 70 ሚኢታዊ መጠን ክታበት ከቲባ።

 

ካብ ዓርቢ 3 መስከረም ንነበርቲ እቲ ንሓደ ሰዓት ጥራይ ዝነበረ ናይ ምውስዋስ ኣካላት ደረት ክእለ እዩ እዚ ድማ1ነቶም 12 ዘተሓሳስቡ ዞባዊ ምምሕዳራት እቲ ካልእ ቀይዲ ኣብ ቦታኡ ክጸንሕ እዩ.

ኣብ ቤጋ ፡ ኮማ ፡ ኣብ ቦማደር ፡ ኣብ ዝርከብ ኢልዋራ ሾአልህቨን ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ስብርባር ኮቪድ-19 ኣብ መትረባት ርስሓት ተረኺቡ ፡ እዚ ድማ ኣብቲ ከባቢ ዝተረኽበ ሓድሽ መልከፍቲ ግና የለን ። 

 bንኽትክተቡ እንተደሊኹም ሎሚ ኣብዚ ተመዝገቡ

ቪክቶሪያ

ቪክቶርያ ኣብቲ ከባቢ እተረኽበ 176 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፣ ካብዚ ካብ ሰሜናውን ምዕራባውን መልበርን ዝርከብ ቦታታት ዝመጸ 128 እዩ ።

ካብ 11.59 ናይ ሚሸት መጻወቲ ሜዳታት ንትሕቲ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ቆልዑ ብናይ ሓደ ወላዲ ወይኻኣ ተኸናኻኒ ተሰንዮም ክኽፈት እዩ ። መጻወቲ ሜዳታት ንምእታው ዘኽእሉ ናይ QR ኮድ ክህልዎም እዩ ፡ ዓበይቲ ሰባት ማስኬራኦም ክበልዑን ክሰትዩን ክኣልይዎ የብሎምን ።

Find a vaccination centre near you.

ግዝኣት ዋና ከተማ ኣውስትራሊያ

ኣብ ACT 12 ሓደሽቲመልከፍቲ ተረኺቡ ኣሎ ፡ ካብዚ እንተወሓደ ሸሞንተ ኣብ ማሕበረሰብ በቲ ሕማም ተለኺፎም ከለዉ ዝጸንሑ እዮም።

ካብ ዓርቢ 3 መስከረም ጀሚሩ ትራንስፖርት ካንቤራ ናብ ዝኾነ ይኹን ናይ ACT መንግስቲ ናይ ኮቪድ-19 ናይ ክታበት ክሊኒክ ንዝጉዓዝ ዝኾነ ይኹን ሰብ ብዘይኽፍሊት ብኣውቶቡስን ብፈኲስ መጓዓዚያ ብናጻ ኣገልግሎት ክህብ እዩ ።

 bክትክተቡ ቆጸራ ክትሕዙ ንትደልዩ ኣብዚ ተመዝገቡ

ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ
  • ኲንስላን ኣብ ክልተ መዓልቲ ክልተ ካብ ናይ ውሽጢ መልከፍቲ ተረኺቦም፡ ክልቲኦም ዘይራኸቡ ናይ ጽዕነት መኪና ዘወርቲ እዮም።
alc covid mental health
Source: ALC

Share

2 min read

Published

Source: SBS




Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now