እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19: ኣብ NSW ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ሓሙሽተ ሞይቶም 319 ተለኺፎም፡ቪክቶሪያ 29 መልከፍቲ ተረኺቡ

NSW Health workers outside an apartment block on Campbell Street in Liverpool, after fourteen cases of COVID-19 were confirmed in the building, August 7, 2021.

NSW Health workers outside an apartment block on Campbell Street in Liverpool, after fourteen cases of COVID-19 were confirmed in the building, August 7, 2021. Source: AAP/Bianca De Marchi

  • ኣብ ምምሕዳራዊ ግዝኣት ኣርሚዴል NSW ካብች ሎሚ ካብ ሰዓት 5: 00 ድ.ቀ ጀሚሩ ንሸውዓተ መዓልቲ ዝጸንሕ ዕጽዋ ተኣዊጁኣብ ቪክቶርያ ዘሎ ቝጽሪ ንኮቪድ እተቓልዐ ከባቢታት እናዓበየ ይኸይድ ኣሎኲንስላንዳውያን እቲ ዕጽዋ ክለዓል እንተ ኰይኑ ንምፍላጥ ክሳብ ሰንበት ክጽበዩ ኣለዎም
  • ነው ሳውዝ ዌልስኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ኮቪድ-19 ቅልውላው እናገደደ ድሕሪ ምምፅኡ እቲ ክፍለ ግዝኣት 319 ሓደሽቲ ኣብቲ ከባቢ ዝተረኸቡ መልከፍቲ መዝጊቡ ፤ እንተወሓደ 51 ካብዚኣቶም ኣብቲ ማሕበረሰብ በቲ ሕማም ተታሒዞም ዝጸንሑ እዮም ።210 ካብቶም 319 መልከፍቲ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሲድኒ እዩ ዘሎ።ሰበስልጣን NSW እውን ተወሰኽቲ ሓሙሽተ ሰባት ምሟቶም ሓቢሮም ኣለው ። ካብዞም ሓሙሽተ ሰባት ዋላ ሓደ ክታበት ኣይተዋህቦምን ኔሮም።እቲ ኣብ ከባቢ NSW ዝርከብ ዞባዊ ምምሕዳር ከባቢ ኣርማዲለ ፡ ካብ ሰዓት 5: 00 ቅ.ቀ ክሳብ ሰንበት 15 ነሓሰ ፡ ክሳብ ሰዓት 12: 01 ቅ.ቀ. ኣብ ዘሎ ግዜ ንሓደ ሰሙን ዝጸንሕ ናይ ዕጽዋ ኣዋጅ ተኣዊጁ ኣሎ።ኣብዚ ርኸብ list of vaccination clinics

ቪክቶሪያVictoria

ቪክቶርያ ፡ 29 ሓደስቲ ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት መዝጊባ ኣላ ፣ ካብዚኣቶም ኣብ ውሸባ ዝነበረ ኣይነበረን ። ኵሉ እቲ መልከፍቲ ምስቲ ኣብዚ ግዜና ዝርአ ዘሎ ለበዳታት ዝተሓሓዝ እዩ ።

ኣብ ቪክቶርያ ፡ ቍጽሪ እቲ እተቓልዐ ከባቢታት ክውስኽ ከም ዝኽእል ፡ ሰበ ስልጣን ጥዕና ኣጠንቂቖም እዮም ። ሕጂ ኣብ መልበርን ዝርከባ ኣርባዕተ ኣብያተ-ትምህርቲ ምስ ኣወንታዊ መልከፍቲ ይተኣሳሰራ ኣለዋ ።

ኣብዚ  lእተቓልዑ ከባቢታት ርኸብ

ኲንስላንድ

ኲንስላንድ 13 ሓደስቲ ኣብ ዉሽጢ እተረኽቡ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ: እዚ ከኣ ምስቲ ሕጂ ዘሎ ኢንዶኦፒሊ ክላስተር ዝተሓሓዝ እዩ ። ቍጽሪ እቶም ኣብ ኲንስላንድ ምስ ኮቪድ ዘለዉ ሰባት 144 እዩ ።

ሓላፊት ጥዕና ዶክቶር ጀነት ያንግ ፡ እቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ዘሎ ዕጽዋ ከምቲ ዝተወጠነ ፡ ሰንበት ሰዓት 4 ፡ 00 ናይ ምሸት ከም ዝለዓል ንምውሳን ፡ ክሳዕ ሰንበት ንግሆ ክትጽበ ምዃና ትገልጽ ።

ውሸባ ፡ መገሻ ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ 'ውን ክፍሊትን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:

NSW Travel & transport and Quarantine

VIC Travel permitOverseas travellers and Quarantine

ACT Transport and Quarantine

NT Travel and Quarantine

QLD Travel and Quarantine

SA Travel and Quarantine

TAS Travel and Quarantine

WA Travel and Quarantine

ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ  Smart Traveller .


ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:

COVID-19 Vaccination Glossary
Appointment Reminder Tool.


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania

Northern Territory 


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania
Northern Territory


Share

3 min read

Published

By SBS/ALC Content

Source: SBS




Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now