እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19 ኣውስትራሊያ: NSW ንኻልኣይ ግዜ መዓልታዊ ልዕሊ 1,000 መልከፍቲ ኣመዝጊባ።

እዚ እዋናዊ ሓበሬታ ኮሮና ቫይረስ ኣውስትራሊያ ናይ 29 ነሓሰ 2021 እዩ

Vaccination clinic at Olympic Park Sydney, NSW

Source: AAP Image/Bianca De March

  • ሓደሽቲ ናይ ክታበት ቅድመ ኵነታት ንገለ ዝተፈልዩ ሰራሕተኛታት ኣብ NSW
  • ቪክቶርያ ዕጽዋ ከምዝናዋሕ ኣረጋጊጻ
  • ACT 13 ሓደስቲ ብኮቪድ እተለኽፈ ሰባት ተረኺቦም
  • ኲንስላንድ ፡ ኣብ ውሸባ ዝጸንሐ ሓደ ናይ ማሕበረሰብ መልከፍቲ መዝጊባ

ኒው ሳውዝ ወልስ

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኒው ሳውዝ ወልስ 1,218 ሓደስቲ ናይ ከባቢ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፡ 887 ካብ ምዕራባውን ደቡባውን ምዕራብ ሲድኒ ዝመጹ እዮም ። ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም: ብድምር ብኮቪድ ዝሞቱ ሰባት 145 በጺሖም ።

ካብ ሰኑይ 6 መስከረም ኣትሒዞም ፡ ኣብ  ክኢላታት ሰራሕተኛታት ኣብ lቲ ዘተሓሳስብ ከባቢያዊ ምምሕዳራት ዝነብሩ  ኮይኖም ካብ ከባቢያዊ ምምሕዳሮም ወጺኦም ዝነብሩ ሰራሕተኛታት ብውሕዱ ሓንሳብ ናይ ኮቪድ-19 ክታበት፡ ክኽተቡ ኣለዎም።

ናይ ኮቪድ-19 ክታበት ቀዳምነት ዝወሃቦም ነቶም aዝፍቀደሎም ኣብቶም ዘተሓሳስብ ምምሕዳራዊ ከባቢታት ዝነብሩ ሰራሕተኛታት ፡ ዕድሚኦም ካብ 16-49 ዝኾኑ ኣብቲ ዘተሓሳስብ ከባቢያዊ ምምሕዳራት ዝነብሩ  ከምኡውን  cኣብ መውዓሊ ሕጻናት፡ ስንኩላንን ኣብ ዘሰክፍ ከባቢያዊ ምምሕዳር ዝነብሩ ሰራሕተኛታት መግቢ የጠቓልል።

hናይ ኮቪድ-19 ክታበት ከተረጋግጹ ኣብዚ ተወከሱ

ቪክቶሪያ

ኣብ ቪክቶሪያ፡ ናይ ከባቢ እተራእየ መልከፍቲ ልዕሊ 30 ዝዀኑ ምስቲ ዘሎ ሰንሰለት መልከፍቲ ዘይተሓሓዙ ዝርከብዎም 92 ሓደስቲ ሰባት እተለኽፉ መዝጊባ ኣላ ።

ካብቶም ኣብዚ ግዜ እዚዘለዉ 778 ንጡፋት መልከፍቲ ፡ ዳርጋ 500 ኣብ ሰሜንን ምዕራብን ደቡብን መልበርን ይርከቡ ፡ ፕሪሜር ዳንኤል ኣንድሪውስ ፡ ኣብ 2 መስከረም ዕጽዋ ከብቅዕ ከም ዘይክእል ሓቢሩ ኣሎ ።

 ኣብ ጥቓኹም ዝርካብ ማእከላት ክታበት ኣብዚ ርኸቡ።.

ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብዙርያ ኣውስትራሊያ

ውሸባ፡ መገሻ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ'ውን ክፍሊታት ሓገዝ ብምኽንያት ለበዳን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:

NSW Travel & transport and Quarantine

VIC Travel permitOverseas travellers and Quarantine

ACT Transport and Quarantine

NT Travel and Quarantine

QLD Travel and Quarantine

SA Travel and Quarantine

TAS Travel and Quarantine

WA Travel and Quarantine

ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ  Smart Traveller .


ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:

COVID-19 Vaccination Glossary
Appointment Reminder Tool.


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania

Northern Territory 


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

NSW 

Victoria 

Queensland 

South Australia 

ACT 

Western Australia 

Tasmania
Northern Territory


Share

3 min read

Published

By SBS/ALC Content

Source: SBS




Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now